ስርቂ ኣእምሮኣዊ ንብረት ሳልሳይ-ኣካል

ዝርዝራት ናይ ፖሊሲ

መዝገብ ቀይር
የፖሊሲ መነሻ ሀሳብ
Meta takes መሰላት ኣእምሮኣዊ ንብረት ብዕቱብ እዩ ዝከታተሎም፣ ስለዚ ኣብዚ ኣብ እምነት ማሕበረሰብ ዝተሃነጸ ቦታ ሓሳብ ናይ ምግላጽ፣ ናይ ፈጠራ፣ ከምኡድማ ምህዞ እናተባብዐ እዞም መሰላት ንምኽባር ብልዑል ተበግሶ ይሰርሕ።
በዚ ምኽንያት፣ ናይ ካልእ ሰብ መሰላት ኣእምሮኣዊ ንብረት፣ እንኮላይ መሰል ሕትመትምልክት ንግዲ ወይ ካልኦት ሕጋዊ መሰላት ዝግህስ ትሕዝቶ ምጥቃዕ ዝከላኸል ፖሊሲ ኣብ ግብሪ ኣውዒልና ኢና። ብዛዕባ እቶም እንቕበሎም ንኣእምሮኣዊ ንብረት ዝምልከቱ ሪፖርትታት ኣብ ናትና ናይ ኣእምሮኣዊ ንብረት ግልጽነት ሪፖርት ሓበሬታ ነሕትም ኢና።
ናይ ኣእምሮኣዊ ንብረት መሰላት ዝሰርቕ ኰይኑ ዝተሰመዓካ ትሕዝቶ ሪፖርት ንምግባር፣ ብኽብረትካ ናትና ናይ ኣእምሮኣዊ ንብረት ሓገዝ ማእከል ተወከስ፣ ወይ ናትና ናይ ቢዝነስ ሓለዋ ገጽ ተወከሰ፣ ወይ ናይ ሓለዋ መሰላት ብራንድ መእተዊ ፍቓድ ክትረክብ ሕተት።
ካብ ሰብ ዋና መሰል ወይካዓ ካብ ስልጣን ዝተውሃቦ ወኪል ፀብፃብ ምስተቐበልና፣ አብ ዝቕፅሉ ጉዳያት ዘድሃበ ትሕዝቶ ነልዕል ወይካዓ ንኽልክል፡
  • ጥሕሰት መሰል በዓልዋና።
  • ስርቂ ንግዳዊ ምልክት።
  • መሸጣ ወይ ምውዕዋኦ ስኑዓት ኣቕሑት
  • ናይ ሓሶት ዝምድና ምስ ብራንድ(ታት)
  • ዝኾነ ካልእ ስርቂ ወይ ግህሰት መሰላት ኣእምሮኣዊ ንብረት ወይ ካልኦት መሰላት ዋንነት
ከምዚ ዝስዕብ ዓይነታት ትሕዝቶ ነወግድ:
  • እቲ ትሕዝቶ ስኑዓት ኣቕሑት ብራንድ ይሸይጥ ወይ የወዓውዕ ከም ዘሎ ዘእንፍቱ ምልክታት ዝሓዘ እንተኾይኑ
  • ናብ መሸጣ ወይ ምውዕዋዕ ስኑዓት ተባሂሎም ዝጥርጠሩ ኣቕሑት ዝካየደሉ ካብ መድረኽ ወጻኢ ዝርከቡ መራኽቦታት ናይ መርበባት ሓበሬታ ዝሓዘ
  • ምስ ቅድሚ ሕጂ ብበዓል መሰለ ስኑዓት እዮም ተባሂሎም ሪፖርት ተጌሮም ዝነበሩ ትሕዝቶታት ሓደ ዓይነት ወይ ኣዝዮም ዝመሳሰሉ ስኑዓት ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ተባሂሎም ዝጥርጥጠሩ ኣቕሑት ዝሸይጥ ወይ ዘወዓውዕ
  • ጥርጡር ስርቂ መሰል ሕትመት ዘመቓርሕ፣ ዘወዓውዕ፣ ወይ ዘመቻቹ
ከምዞም ዝስዕቡ ዓይተናት ኣካውንታት ነወግድt:
  • ኣብ ልዕሊ እዚ ፖሊሲ ተደጋጋሚ ግህሰታት ዝፍጽሙ።
ብበዓል ዋና መሰላት ዝተፈቕደ ትሕዝቶ ነፍቅድ ኢና፣ እዚ ክንገብር እንከለና ኣብ ናይ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ መትከላት ንድረኽ
ተሞክሮታት ተጠቃሚ
ገለ ኣብነታት ናይቲ ኣብ Facebook ዝርከቡ ሰባት ዝፍጽምዎ ተግባር ርአ፡ ንኣብነት፥ ኣብ Facebook ክትረኽቦ ዘይግብኣካ ነገር ሪፖርት ምግባር፡ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ከም ዝጠሓስካ ምንጋር ከምኡውን ኣብ ገሊኡ ትሕዝቶ ናይ መጠንቀቕታ ስክሪን ምርኣይ።
መዘኻኸሪ፥ ወትሩ ኢና ንመሓየሽ ዘለና፡ ስለዚ እቲ ኣብዚ ትርእይዎ ዘለኹም ነገራት ምስቲ ሕጂ ንጥቀመሉ ዘለና ክነጻጸር ከሎ ቍሩብ ግዜኡ ዝሓለፎ ክኸውን ይኽእል እዩ ።
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ሪፖርት ምግባር
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ድሕሪ ሪፖርት ዝግበር ርክባት
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ናይ ምውጋድ ተሞክሮ
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ናይ መጠንቀቕታ ስክሪን
ትግባረ ስሪታት
ኣብ ብምልእታ ዓለም ንሕድሕድ ኣብ Facebook ዘሎ ሰብ ተመሳሳሊ ፖሊሲታት ኣለና።
ገምገምቲ ጉጅለታት
እቲ ካብ 15,000 ንላዕሊ ገምገምቲ ዘለውዎ ዓለምለኻዊ ጉጅለና ኣብ Facebook ድሕንነት ሰባት ንምሕላው ኩሉ ግዜ ይሰርሕ።
ተሳትፎ መዳርግቲ ኣካላት
ግዳማዊ ክኢላታት፡ ምሁራት፡ መንግስታዊ ዘይኮኑ ትካላት ከምኡውን ሓንጸጽቲ ፖሊሲታት ንናይ Facebook ማሕበረሰብ ስሪታት ኣብ ምግላጽ ይሕግዙ እዮም።
ስርቂ ኣእምሮኣዊ ንብረት ሳልሳይ-ኣካል ዝምልከት ሓገዝ ርኸብ
ምስ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ዝጻረር ነገር ኣብ Facebook እንተ ርኢኹም እንታይ ክትገብሩ ከም ትኽእሉ ፍለጡ።
ማእከል ሓገዝና ተወከስ