ዘይሓቃዊ ባህሪ

ዝርዝራት ናይ ፖሊሲ

መዝገብ ቀይር
የፖሊሲ መነሻ ሀሳብ
ዘይሓቃዊ ባህሪ ማለት ብተመሳሳሊ ውልቀሰብ ወይ ብተመሳሰልቲ ውልቀሰባት ብዝውነኑ መርበባት ዘይሓቃዊ ንብረታት ኣቢልካ ን Meta ወይ ንማሕበረሰብና ንምትላል ወይ ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታት ካብ ሕጊ ተኸዊልካ ንምሕላፍ ዝግበሩ ዝተፈላለዩ ዝተራቐቑ ዓይነታት ተግባራት ምትላል ማለት እዩ።
ናይ ተጻብኦ ስግኣት ተዋሳእቲ ኣብ ዝተራቐቑ ዓይነታት ዘይሓቃዊ ባህሪታት ንኽነጥፉ ናይ ሓሶት መንነታት ክጥቀሙ እንከለዉ፣ ኣብ ዝተዋደደ ዘይሓቃዊ ባህሪ (CIB) ኢልና እንጽውዖ ተግባር ይሳተፉ ኣለዉ ማለት እዩ።
እዞም መእረምታዊ ስጉምቲታትን ስሪታትን ዓይነት ትሕዝቶ ወይ ስነ-ሓሳብ ብዘየገድስ ዘይሻራዊ ኰይኖም ሰባት ነቶም ዝራኸቡዎም ሰባትን ማሕበረሰባትን ከም ዝኣምኑ ዝገብር ኩነታት ዝፈጥሩ እዮም።
እዞም ስርዓተ-መርበባት ከነለልዮም እንከለና፣ ነቶም ብቐጥታ ኣብቲ ስርሒት ዝተሳተፉ መለለዪታት፣ ገጻት፣ ጉጅለታት፣ ወይ ካልኦት ናይ Meta ንብረታት ነወግዶም ኢና። እዞም ሰባት ምናልባት ኣብ ግህሰታዊ ባህሪ ዘይተሳተፉ ገጻት፣ ጉጅለታት ወይ ማሕበረሰባት እንድሕር ፈጢሮም፣ ዝውንኑ እንተዀይኖም፣ ዒላማ እንተገይሮም፣ ወይ ዝቈጻጸሩ እንተዀይኖም፣ እቶም ግህሰታዊ ውልቀሰባት ጥራሕ ፈሊና ብምውጋድ እቶም ዘይተሳተፉ ሰባትን ማሕበረሰባትን ኣገልግሎትና ምጥቃም ከም ዝቕጽሉ ክንገብር ንኽእል ኢና።
ዝከኣል እንተዀይኑ፣ ብዛዕባ ናይ CIB ስርዓተ-መርበባት ዘለና ርኽበታት ኣብዞም ኣብዚ ዝርከቡ ናይ ተጻብኦ ስግኣት ጸብጻባትና ክንዝርግሖ ኢና። እዞም ጸብጻባት ንኹሎም ኣብ ትሕቲ ፖሊሲ ዘይሓቃዊ ባህሪ ዝርከቡ ትግባረታት ሕጊ ዝሽፍኑ ኣይኮኑን፣ ይኹን እምበር ብዛዕባ ኣብዚ ቦታ ዘጋጥመና ዘሎ እናማዕበለ ዝኸይድ ባህሪ ናይ ጉድኣታት ናይ ማሕበረሰብና ርድኢት ክብ ንምባል ይሕግዝ እዩ።
ንሕና ዘይነፍቅዶም፥
እዞም ዝስዕቡ ንምግባር ኢልካ ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት (ኣካውንታት፣ ገጻት፣ ጉጅለታት፣ ወዘተ።) ምፍጣር፣ ምጥቃም፣ ወይ ከም ትጥቀም ምግላጽ:
  • ብዛዕባ ናይ ተመልካቲ ወይ ተኸታሊ መንነት ወይ መቦቆል ወይ ናይቲ ዝውክልዎ ትካል ን Meta ንተጠቀምቲና ዘታልሉ
  • ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ትግባረ ሕጊ ግሂስካ ምሕላፍ።
  • ንኻልኦት ንምሽጋር፣ ንምፍርራሕ ወይ ትምሕትም ክብሉ ንምግባት ናይ Meta ሪፖርት መግበሪ ስርዓታት ብዘይ ኣግባብ ምጥቃም
ነዚ ዝስዕብ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታት ኣብ ግብሪ ንምውዓል ተወሳኺ ሓበሬታን/ወይ ትሕዝቶን የድልየና፡
ንሕና ዘይነፍቅዶም፥
  • ኣብ ዝተወሃሃደ ዘይሓቃዊ ባህሪ, ዝሳተፉ ወይ ተሳቲፎም ዝበሃሉ ትካላት ናይ ሓሶት መንነታት ማእከል ናይ ስርሒት ወይ መካየድቲ ስርሒት ገይሮም ዝጥቀሙ ዝተራቐቑ ናይ ዘይሓቃዊ ባህሪ ዓይነታት ተባሂሎም ዝግለጹ ኰይኖም ካብ ስረዛ ንኸምልጡ ወይድማ ሓቃዊ መሲሎም ክረኣዩ ተጻባእቲ ሜላታት ዝጥቀሙ; ከምኡድማ
  • ኣብ ናይ ወጻኢ ኢድ ኣእታውነት ዝጽመዱ ወይ ከም ዝጽመዱ ዝዝረበሎም ትካላት፣ ናይቲ ኔትወርክ መካየድቲ ኣብቶም በቲ ስርሒት ዒላማ ዝግበሩ ዘለዉ ተኸታተልቲ ዝርከቡሉ ሃገር ኣብ ዘይርከቡሉ ኩነታት ዝግበር ዝተወሃሃደ ዘይሓቃዊ ባህሪ ተባሂሉ ይግለጸ።
  • ዓንቀጽ 2(4) ናይ ሕቡራት ሃገራት ቻርተር ግሂሶም ኣብ ልዕሊ ናይ ካልእ ሃገር ግዝኣት ሓይሊ ምጥቃሞም ወይ መጥቃዕቲ ምፍጻሞም ክኽሕዱ ወይ ከነኣእሱ ብቐጻሊ ብዕላዊ ክፍሊታቶም፣ ትካላቶም፣ ከምኡድማ ኢምባሲታቶም ኣቢሎም ማሕበራዊ ሚድያ ዝጥቀሙ መንግስታት።
የፖሊሲ መነሻ ሀሳብ
In line with our commitment to authenticity, we don't allow people to misrepresent themselves on our services, use fake accounts, artificially boost the popularity of content, or engage in behaviors designed to enable other violations under our Community Standards. ዘይሓቃዊ ባህሪ ማለት ብተመሳሳሊ ውልቀሰብ ወይ ብተመሳሰልቲ ውልቀሰባት ብዝውነኑ መርበባት ዘይሓቃዊ ንብረታት ኣቢልካ ን Meta ወይ ንማሕበረሰብና ንምትላል ወይ ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታት ካብ ሕጊ ተኸዊልካ ንምሕላፍ ዝግበሩ ዝተፈላለዩ ዝተራቐቑ ዓይነታት ተግባራት ምትላል ማለት እዩ።
ሓደጋ ዝፈጥሩ ተቓጸጽቲ ኣካላት ተጻባእቲ ኣካላት ኣብ ልዕሊ ናይ ህዝቢ ክትዕ ጽልዋ ከሕድሩ ምእንታን ኣብ ዝተራቐቑ ዘይሓቃዊ ሜላታት ክጽመዱ ዘኽእሉዎም ናይ ሓሶት ኣካውንታት ዝጥቀሙሉ ኣካይዳ - ኣብቲ ዝተዋደደ ዘይሓቃዊ ባህሪ እንብሎ ተግብራ ይሳተፉ - ወይ ስትራቴጂካዊ ሸቶ ንምዕዋት ናይ ህዝቢ ክትዕ ንምምዝማዝ ዝተዋደደ ጻዕሪ ይገብሩ፣ እዚ ኣብ ምግባር ናይ ሓሶት ኣካውንታት ቀንዲ መሳርሒታቶም እዮም። እዚ ግህሰታዊ ባህሪ ነቲ ዝያዳ ኸቢድን ዝተራቐቐን ናይ ምትላል ጻዕሮም ዝምጥን ዝያዳ ሓያልን መብዛሕትኡ ግዜ መርኣያ ክኸውን ዝኽእልን ምላሽ አዩ ዝወሃቦ። ዝከኣል እንተኾይኑ፣ ብዛዕባ ንናይ ዝተዋደደ ዘይሓቃዊ ባህሪ መርበባት ዝምልከት ርኽበታትና ኣብቲ ኣብዚ ዝርከብ ናይ ርብዒ ዓመት ናይ ተጻባእቲ ኣካላት ጸብጻባት ነመቓርሖም ኢና። እዞም ጸብጻባት ንኹሎም ኣብ ትሕቲ ፖሊሲ ዘይሓቃዊ ባህሪ ዝርከቡ ትግባረታት ሕጊ ዝሽፍኑ ኣይኮኑን፣ ይኹን እምበር ብዛዕባ ኣብዚ ቦታ ዘጋጥመና ዘሎ እናማዕበለ ዝኸይድ ባህሪ ናይ ጉድኣታት ናይ ማሕበረሰብና ርድኢት ክብ ንምባል ይሕግዝ እዩ። ናይ ተጻብኦ ስግኣት ተዋሳእቲ ኣብ ዝተራቐቑ ዓይነታት ዘይሓቃዊ ባህሪታት ንኽነጥፉ ናይ ሓሶት መንነታት ክጥቀሙ እንከለዉ፣ ኣብ ዝተዋደደ ዘይሓቃዊ ባህሪ (CIB) ኢልና እንጽውዖ ተግባር ይሳተፉ ኣለዉ ማለት እዩ።
While Inauthentic Behavior is often associated with civic or political content, and we are committed to preventing Inauthentic Behavior in the context of elections - tእዞም መእረምታዊ ስጉምቲታትን ስሪታትን ናይቲ ትሕዝቶ ወይ ስነ-ሓሳብ ከምኡድማ፣ ፖለቲካ ወይ ካልእ ባህሪ መንነት ብዘየገድስ ዘይሻራዊ ኰይኖም እዮም ኣብ ግብሪ ዝውዕሉ። እዚ ፖሊሲ ቅንዑነት ናይ ኣብ ኣገልግሎታትና ዝካየዱ ክትዓትን ዘተን ንምሕላውን፣ ከምኡድማ ሰባት ነቶም ሓሳብ ዝለዋወጡዎም ሰባት ወይ ማሕበረሰባት ዝኣምኑሉ ሃዋህው ንምፍጣርን እዩ።
እዞም ስርዓተ-መርበባት ከነለልዮም እንከለና፣ ነቶም ብቐጥታ ኣብቲ ስርሒት ዝተሳተፉ መለለዪታት፣ ገጻት፣ ጉጅለታት፣ ወይ ካልኦት ናይ Meta ንብረታት ነወግዶም ኢና። እዞም ሰባት ምናልባት ኣብ ግህሰታዊ ባህሪ ዘይተሳተፉ ገጻት፣ ጉጅለታት ወይ ማሕበረሰባት እንድሕር ፈጢሮም፣ ዝውንኑ እንተዀይኖም፣ ዒላማ እንተገይሮም፣ ወይ ዝቈጻጸሩ እንተዀይኖም፣ እቶም ግህሰታዊ ውልቀሰባት ጥራሕ ፈሊና ብምውጋድ እቶም ዘይተሳተፉ ሰባትን ማሕበረሰባትን ኣገልግሎትና ምጥቃም ከም ዝቕጽሉ ክንገብር ንኽእል ኢና።
ዝከኣል እንተዀይኑ፣ ብዛዕባ ናይ CIB ስርዓተ-መርበባት ዘለና ርኽበታት ኣብዞም ኣብዚ ዝርከቡ ናይ ተጻብኦ ስግኣት ጸብጻባትና ክንዝርግሖ ኢና። እዞም ጸብጻባት ንኹሎም ኣብ ትሕቲ ፖሊሲ ዘይሓቃዊ ባህሪ ዝርከቡ ትግባረታት ሕጊ ዝሽፍኑ ኣይኮኑን፣ ይኹን እምበር ብዛዕባ ኣብዚ ቦታ ዘጋጥመና ዘሎ እናማዕበለ ዝኸይድ ባህሪ ናይ ጉድኣታት ናይ ማሕበረሰብና ርድኢት ክብ ንምባል ይሕግዝ እዩ።
ንሕና ዘይነፍቅዶም፥
  • እዞም ዝስዕቡ ንምግባር ኢልካ ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት (ኣካውንታት፣ ገጻት፣ ጉጅለታት፣ ወዘተ።) ምፍጣር፣ ምጥቃም፣ ወይ ከም ትጥቀም ምግላጽ:
    • ብዛዕባ : ናይ ተመልካቲ ወይ ተኸታሊ መንነት ወይ መቦቆል ወይ ናይቲ ዝውክልዎ ትካል ን Meta ንተጠቀምቲና ዘታልሉ
      • መንነት፣ ዕላማ፣ ወይካዓ መበቆል ናይ ተኸታተልቲ ወይ ናይቲ ዝውክልዎ ትካል; ወይ
      • ናይ ትሕዝቶ ወይ ንብረታት ተፈላጥነት ኣብ ኣገልግሎታትና; ወይ
      • ናይ Meta ንብረት ዋንነት ወይ ቁጽጽር ኔትወርክ።
    • ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ትግባረ ሕጊ ግሂስካ ምሕላፍ።
    • ንኻልኦት ንምሽጋር፣ ንምፍርራሕ ወይ ትምሕትም ክብሉ ንምግባት ናይ Meta ሪፖርት መግበሪ ስርዓታት ብዘይ ኣግባብ ምጥቃም
  • ናይ Meta ንበረታት ተጥጠቂምካ ኣብ ሕልኽላኽ ናይ ምትላል ተግባራት ምጽማድ፣ እንኮላይ:
    • ዘይሓቃዊ ዝርጋሐ: ብዛዕባ ግንኑነት ናይቲ ትሕዝቶ ን Meta ወይ ንተጥጠቀምቱ ኣጋጊኻ ዝርጋሐ ናይቲ ትሕዝቶ ክብ ንምባል ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ኔትወርክ ምትእስሳር ምጥቃም።
    • ዘይሓቃዊ ህንጸት ተኸታተልቲ: ብዛዕባ መበቆል፣ ዋንነት ወይ ዕላማ ናይ ንብረት ወይ ንብረታት ን Meta ወይ ንተጠቀምቱ ኣታሊልካ ናይ ንብረታት ኔትወርክ ተመልከትቲ ወይ ተኽተልቲ ክብ ንምባል ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ምጥቃም።
    • ናይ ወጻኢ ዘይሓቃዊ ባህሪ: ብዛዕባ መንነት፣ ዕላማ ወይ መበቆል ናይቲ ዝውክልዎ ትካል ንተኸታተልቲ ንምትላል ከምኡድማ ብሓሶት ንናይ ውሽጢ ወይ ከባቢ ድምጺ ዝውክሉ መሲሎም ንምቕራብ ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ዝጥቀሙ ናይ ወጻኢ ትካላት።
    • ዘይሓቃዊ ጽምዶ: ን Meta ከምኡድማ ንተጠቀምቱ ብዛዕባ ግኑንነት ትሕዝቶ ንምትላል ሓቃዊ ከም ዝመስሉ ተገይሮም ዝተሰርሑ ናይ ሓሶት በዝሒ ጽምዶታት ሒዝካ ንምቕራብ ዝተኣሳሰርይ ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ኔትወርክ ምጥቃም።
    • ኣዝዩ ተመሳሳሊ መታለሊ መገዲታት: ብዛዕባ መበቆል፣ ዋንነት ወይ ዕላማ ናይ ትሕዝቶ ን Meta ወይ ንተጠቀምቱ ንምትላል ተዛማዲ ሕልኽላኽ ባህሪ ብዘለዎም ዝተኣሳሰሩ ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ኔትወርክታት ዘትብሃሉ ወይ ብጭቡጥ ዝተገብሩ ጻዕሪታት።
ነዚ ዝስዕብ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታት ኣብ ግብሪ ንምውዓል ተወሳኺ ሓበሬታን/ወይ ትሕዝቶን የድልየና፡
ንሕና ዘይነፍቅዶም፥
  • ኣብ ዝተወሃሃደ ዘይሓቃዊ ባህሪ, ዝሳተፉ ወይ ተሳቲፎም ዝበሃሉ ትካላት ናይ ሓሶት መንነታትinauthentic accounts ማእከል ናይ ስርሒት ወይ መካየድቲ ስርሒት ገይሮም ዝጥቀሙ ዝተራቐቑ ናይ ዘይሓቃዊ ባህሪ ዓይነታት ተባሂሎም ዝግለጹ: ኰይኖም ካብ ስረዛ ንኸምልጡ ወይድማ ሓቃዊ መሲሎም ክረኣዩ ተጻባእቲ ሜላታት ዝጥቀሙ; ከምኡድማ
    • ካብ ተፍትሽ ከምልጡ ወይ ሓቃዊ መሲሎም ክረኣዩ ተቓጻጺ ሜላታት ዝጥቀሙ; ከምኡድማ
    • ዓበለልቲ ስትራቴጂካዊ ዕላማታት ከሳኽዑ ምእንቲ ዝተፈላለዩ ተቓጸጽቲን ዘይሓቃዊን ሜላታት ዝጥቀሙ; ከምኡድማ
    • ብዋናነት ናይ ህዝቢ ክትዕ ክምዝምዙ ዝጽዕሩ።
  • ኣብ ናይ ወጻኢ ኢድ ኣእታውነት ዝጽመዱ ወይ ከም ዝጽመዱ ዝዝረበሎም ትካላት፣ ናይቲ ኔትወርክ መካየድቲ ኣብቶም በቲ ስርሒት ዒላማ ዝግበሩ ዘለዉ ተኸታተልቲ ዝርከቡሉ ሃገር ኣብ ዘይርከቡሉ ኩነታት ዝግበር ዝተወሃሃደ ዘይሓቃዊ ባህሪ ተባሂሉ ይግለጸ።
  • ኣብ መንግስታዊ ኢድ ኣእታውነት ዝተሳተፉ ወይ ተሳቲፍና ዝብሉ፣ ማለት እቲ ዝገብሩዎ ስርሒት ብመንግስታዊ ተዋሳኢ ዝተገብረ ክኸውን እንከሎ ዝተወሃሃደ ዘይሓቃዊ ባህሪ ተባሂሉ ዝግለጽ።
  • ኣብ ናይ ወጻኢ ኢድ ኣእታውነት ዝጽመዱ ወይ ከም ዝጽመዱ ዝዝረበሎም ትካላት፣ ናይቲ ኔትወርክ መካየድቲ ኣብቶም በቲ ስርሒት ዒላማ ዝግበሩ ዘለዉ ተኸታተልቲ ዝርከቡሉ ሃገር ኣብ ዘይርከቡሉ ኩነታት ዝግበር ዝተወሃሃደ ዘይሓቃዊ ባህሪ ተባሂሉ ይግለጸ።
  • ዓንቀጽ 2(4) ናይ ሕቡራት ሃገራት ቻርተር ግሂሶም ኣብ ልዕሊ ናይ ካልእ ሃገር ግዝኣት ሓይሊ ምጥቃሞም ወይ መጥቃዕቲ ምፍጻሞም ክኽሕዱ ወይ ከነኣእሱ ብቐጻሊ ብዕላዊ ክፍሊታቶም፣ ትካላቶም፣ ከምኡድማ ኢምባሲታቶም ኣቢሎም ማሕበራዊ ሚድያ ዝጥቀሙ መንግስታት።
የፖሊሲ መነሻ ሀሳብ
ብመሰረት እቲ ሓቅነት ንምርግጋጽ ዝወሰድናዮ ተበግሶ፣ ሰባት ንገዛእ ርእሶም ኣብ ኣገልግሎታትናFacebook፣ ብዝተዛብዐ መንነት ክገልጹ፣ ናይ ሓሶት ኣካውንት ክጥቀሙ፣ ህቡብነት ትሕዝቶ ብዘይቅኑዕ ኣገባብ ክብ ከብሉ፣ ወይ ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ካልኦት ግህሰታት ንምፍጻም ዝተነድፉ ኣካይዳታት ክጥቀሙ ኣይነፍቅድን ኢና። ዘይሓቃዊ ባህሪ ማለት ብተመሳሳሊ ውልቀሰብ ወይ ብተመሳሰልቲ ውልቀሰባት ብዝውነኑ መርበባት ዘይሓቃዊ ንብረታት ኣቢልካ ን Meta ወይ ንማሕበረሰብና ንምትላል ወይ ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታት ካብ ሕጊ ተኸዊልካ ንምሕላፍ ዝግበሩ ዝተፈላለዩ ዝተራቐቑ ዓይነታት ተግባራት ምትላል ማለት እዩ።
ሓደጋ ዝፈጥሩ ተቓጸጽቲ ኣካላት ተጻባእቲ ኣካላት ኣብ ልዕሊ ናይ ህዝቢ ክትዕ ጽልዋ ከሕድሩ ምእንታን ኣብ ዝተራቐቑ ዘይሓቃዊ ሜላታት ክጽመዱ ዘኽእሉዎም ናይ ሓሶት ኣካውንታት ዝጥቀሙሉ ኣካይዳ - ኣብቲ ዝተዋደደ ዘይሓቃዊ ባህሪ እንብሎ ተግብራ ይሳተፉ - ወይ ስትራቴጂካዊ ሸቶ ንምዕዋት ናይ ህዝቢ ክትዕ ንምምዝማዝ ዝተዋደደ ጻዕሪ ይገብሩ፣ እዚ ኣብ ምግባር ናይ ሓሶት ኣካውንታት ቀንዲ መሳርሒታቶም እዮም። እዚ ግህሰታዊ ባህሪ ነቲ ዝያዳ ኸቢድን ዝተራቐቐን ናይ ምትላል ጻዕሮም ዝምጥን ዝያዳ ሓያልን መብዛሕትኡ ግዜ መርኣያ ክኸውን ዝኽእልን ምላሽ አዩ ዝወሃቦ። ዝከኣል እንተኾይኑ፣ ብዛዕባ ንናይ ዝተዋደደ ዘይሓቃዊ ባህሪ መርበባት ዝምልከት ርኽበታትና ኣብቲ ኣብዚ ዝርከብ ናይ ርብዒ ዓመት ናይ ተጻባእቲ ኣካላት ጸብጻባት ነመቓርሖም ኢና። እዞም ጸብጻባት ንኹሎም ኣብ ትሕቲ ፖሊሲ ዘይሓቃዊ ባህሪ ዝርከቡ ትግባረታት ሕጊ ዝሽፍኑ ኣይኮኑን፣ ይኹን እምበር ብዛዕባ ኣብዚ ቦታ ዘጋጥመና ዘሎ እናማዕበለ ዝኸይድ ባህሪ ናይ ጉድኣታት ናይ ማሕበረሰብና ርድኢት ክብ ንምባል ይሕግዝ እዩ።
ዘይሓቃዊ ባህሪ ብዙሕ ግዜ ምስ ሲቪካዊ ወይ ፖለቲካዊ ትሕዝቶ ዝተሓሓዝ ክኸውን እንከሎ፣ ኣብ ኩነተ-ዓውዲ ምርጫታት ዘይሓቃዊ ባህሪ ንምክልኻል ብዕቱብ ንሰርሕ - እዞም ናይ ሕጊ ትግባረ ስጉምቲታትን ስሪታትን እቲ ትሕዝቶ ፖለቲካዊ ድዩ ኣይኮነን ብዘየገድስ ኣብ ግብሪ ይውዕሉ። እዚ ፖሊሲ ቅንዑነት ናይ ኣብ ኣገልግሎታትና ዝካየዱ ክትዓትን ዘተን ንምሕላውን፣ ከምኡድማ ሰባት ነቶም ሓሳብ ዝለዋወጡዎም ሰባት ወይ ማሕበረሰባት ዝኣምኑሉ ሃዋህው ንምፍጣርን እዩ።
ንሕና ዘይነፍቅዶም፥
  • እዞም ዝስዕቡ ንምግባር ኢልካ ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት (ኣካውንታት፣ ገጻት፣ ጉጅለታት፣ ወዘተ።) ምፍጣር፣ ምጥቃም፣ ወይ ከም ትጥቀም ምግላጽ:
    • ብዛዕባ እዚ ዝስዕብ ን Meta ወይ ንተጠቀምትና ንምትላል:
      • መንነት፣ ዕላማ፣ ወይካዓ መበቆል ናይ ተኸታተልቲ ወይ ናይቲ ዝውክልዎ ትካል; ወይ
      • ናይ ትሕዝቶ ወይ ንብረታት Facebook or Instagram ተፈላጥነት ኣብ ኣገልግሎታትናs; ወይ
      • ናይ Meta ንብረት ዋንነት ወይ ቁጽጽር ኔትወርክ።
    • ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ትግባረ ሕጊ ግሂስካ ምሕላፍ።
    • ንኻልኦት ንምሽጋር፣ ንምፍርራሕ ወይ ትምሕትም ክብሉ ንምግባት ናይ Meta ሪፖርት መግበሪ ስርዓታት ብዘይ ኣግባብ ምጥቃም
  • ናይ Meta ንበረታት ተጥጠቂምካ ኣብ ሕልኽላኽ ናይ ምትላል ተግባራት ምጽማድ፣ እንኮላይ:
    • ዘይሓቃዊ ዝርጋሐ: ብዛዕባ ግንኑነት ናይቲ ትሕዝቶ ን Meta ወይ ንተጥጠቀምቱ ኣጋጊኻ ዝርጋሐ ናይቲ ትሕዝቶ ክብ ንምባል ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ኔትወርክ ምትእስሳር ምጥቃም።
    • ዘይሓቃዊ ህንጸት ተኸታተልቲ: ብዛዕባ መበቆል፣ ዋንነት ወይ ዕላማ ናይ ንብረት ወይ ንብረታት ን Meta ወይ ንተጠቀምቱ ኣታሊልካ ናይ ንብረታት ኔትወርክ ተመልከትቲ ወይ ተኽተልቲ ክብ ንምባል ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ምጥቃም።
    • ናይ ወጻኢ ዘይሓቃዊ ባህሪ: ብዛዕባ መንነት፣ ዕላማ ወይ መበቆል ናይቲ ዝውክልዎ ትካል ንተኸታተልቲ ንምትላል ከምኡድማ ብሓሶት ንናይ ውሽጢ ወይ ከባቢ ድምጺ ዝውክሉ መሲሎም ንምቕራብ ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ዝጥቀሙ ናይ ወጻኢ ትካላት።
    • ዘይሓቃዊ ጽምዶ: ን Meta ከምኡድማ ንተጠቀምቱ ብዛዕባ ግኑንነት ትሕዝቶ ንምትላል ሓቃዊ ከም ዝመስሉ ተገይሮም ዝተሰርሑ ናይ ሓሶት በዝሒ ጽምዶታት ሒዝካ ንምቕራብ ዝተኣሳሰርይ ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ኔትወርክ ምጥቃም።
    • ኣዝዩ ተመሳሳሊ መታለሊ መገዲታት: ብዛዕባ መበቆል፣ ዋንነት ወይ ዕላማ ናይ ትሕዝቶ ን Meta ወይ ንተጠቀምቱ ንምትላል ተዛማዲ ሕልኽላኽ ባህሪ ብዘለዎም ዝተኣሳሰሩ ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ኔትወርክታት ዘትብሃሉ ወይ ብጭቡጥ ዝተገብሩ ጻዕሪታት።
ነዚ ዝስዕብ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታት ኣብ ግብሪ ንምውዓል ተወሳኺ ሓበሬታን/ወይ ትሕዝቶን የድልየና፡
ንሕና ዘይነፍቅዶም፥
  • ኣብ ዝተወሃሃደ ዘይሓቃዊ ባህሪ ዝሳተፉ ወይ ተሳቲፎም ዝበሃሉ ትካላት፣ ዘይሓቃዊ ኣካውንትታት ማእከል ናይ ስርሒት ወይ መካየድቲ ስርሒት ገይሮም ዝጥቀሙ ዝተራቐቑ ናይ ዘይሓቃዊ ባህሪ ዓይነታት ተባሂሎም ዝግለጹ:
    • ካብ ተፍትሽ ከምልጡ ወይ ሓቃዊ መሲሎም ክረኣዩ ተቓጻጺ ሜላታት ዝጥቀሙ; ከምኡድማ
    • ዓበለልቲ ስትራቴጂካዊ ዕላማታት ከሳኽዑ ምእንቲ ዝተፈላለዩ ተቓጸጽቲን ዘይሓቃዊን ሜላታት ዝጥቀሙ; ከምኡድማ
    • ብዋናነት ናይ ህዝቢ ክትዕ ክምዝምዙ ዝጽዕሩ።
  • ኣብ ናይ ወጻኢ ኢድ ኣእታውነት ዝጽመዱ ወይ ከም ዝጽመዱ ዝዝረበሎም ትካላት፣ ናይቲ ኔትወርክ መካየድቲ ኣብቶም በቲ ስርሒት ዒላማ ዝግበሩ ዘለዉ ተኸታተልቲ ዝርከቡሉ ሃገር ኣብ ዘይርከቡሉ ኩነታት ዝግበር ዝተወሃሃደ ዘይሓቃዊ ባህሪ ተባሂሉ ይግለጸ።
  • ኣብ መንግስታዊ ኢድ ኣእታዊነት ዝጽመዱ ወይ ዝተጸምዱ እዮም ዝባሃሉ ትካላት፣ ብመንግስታዊ ኣካል ዝምራሕ ዝተወሃሃደ ስርሒት ናይ ዘይሓቃዊ ባህሪ
  • ዓንቀጽ 2(4) ናይ ሕቡራት ሃገራት ቻርተር ግሂሶም ኣብ ልዕሊ ናይ ካልእ ሃገር ግዝኣት ሓይሊ ምጥቃሞም ወይ መጥቃዕቲ ምፍጻሞም ክኽሕዱ ወይ ከነኣእሱ ብቐጻሊ ብዕላዊ ክፍሊታቶም፣ ትካላቶም፣ ከምኡድማ ኢምባሲታቶም ኣቢሎም ማሕበራዊ ሚድያ ዝጥቀሙ መንግስታት።
የፖሊሲ መነሻ ሀሳብ
ምስቲ ሓቅነት ንምርካብ ዝገበርናዮ ቘራጽነት ብምስምማዕ ሰባት ንገዛእ ርእሶም ኣብ ፌስቡክ ግጉይ ኣረኣእያ ክህልዎም ናይ ሓሶት ሕሳብ ክጥቀሙ ህቡብነት ትሕዝቶ ኺውስኹ ወይ ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ መዐቀኒታትና ኻልእ ጥሕሰት ንኺገብሩ ኣብ እተዳለወ ባህርያት ኪጽመዱ ኣይንፈቕደሎምን ኢና። ዘይሓቃዊ ባህሪ ማለት ብተመሳሳሊ ውልቀሰብ ወይ ብተመሳሰልቲ ውልቀሰባት ብዝውነኑ መርበባት ዘይሓቃዊ ንብረታት ኣቢልካ ን Meta ወይ ንማሕበረሰብና ንምትላል ወይ ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታት ካብ ሕጊ ተኸዊልካ ንምሕላፍ ዝግበሩ ዝተፈላለዩ ዝተራቐቑ ዓይነታት ተግባራት ምትላል ማለት እዩ።
ሓደጋ ዝፈጥሩ ተቓጸጽቲ ኣካላት ተጻባእቲ ኣካላት ኣብ ልዕሊ ናይ ህዝቢ ክትዕ ጽልዋ ከሕድሩ ምእንታን ኣብ ዝተራቐቑ ዘይሓቃዊ ሜላታት ክጽመዱ ዘኽእሉዎም ናይ ሓሶት ኣካውንታት ዝጥቀሙሉ ኣካይዳ - ኣብቲ ዝተዋደደ ዘይሓቃዊ ባህሪ እንብሎ ተግብራ ይሳተፉ - ወይ ስትራቴጂካዊ ሸቶ ንምዕዋት ናይ ህዝቢ ክትዕ ንምምዝማዝ ዝተዋደደ ጻዕሪ ይገብሩ፣ እዚ ኣብ ምግባር ናይ ሓሶት ኣካውንታት ቀንዲ መሳርሒታቶም እዮም። እዚ ግህሰታዊ ባህሪ ነቲ ዝያዳ ኸቢድን ዝተራቐቐን ናይ ምትላል ጻዕሮም ዝምጥን ዝያዳ ሓያልን መብዛሕትኡ ግዜ መርኣያ ክኸውን ዝኽእልን ምላሽ አዩ ዝወሃቦ። ዝከኣል እንተኾይኑ፣ ብዛዕባ ንናይ ዝተዋደደ ዘይሓቃዊ ባህሪ መርበባት ዝምልከት ርኽበታትና ኣብቲ ኣብዚ ዝርከብ ናይ ርብዒ ዓመት ናይ ተጻባእቲ ኣካላት ጸብጻባት ነመቓርሖም ኢና። እዞም ጸብጻባት ንኹሎም ኣብ ትሕቲ ፖሊሲ ዘይሓቃዊ ባህሪ ዝርከቡ ትግባረታት ሕጊ ዝሽፍኑ ኣይኮኑን፣ ይኹን እምበር ብዛዕባ ኣብዚ ቦታ ዘጋጥመና ዘሎ እናማዕበለ ዝኸይድ ባህሪ ናይ ጉድኣታት ናይ ማሕበረሰብና ርድኢት ክብ ንምባል ይሕግዝ እዩ።
ዘይሓቃዊ ባህሪ ብዙሕ ግዜ ምስ ሲቪካዊ ወይ ፖለቲካዊ ትሕዝቶ ዝተሓሓዝ ክኸውን እንከሎ፣ ኣብ ኩነተ-ዓውዲ ምርጫታት ዘይሓቃዊ ባህሪ ንምክልኻል ብዕቱብ ንሰርሕ - እዞም ናይ ሕጊ ትግባረ ስጉምቲታትን ስሪታትን እቲ ትሕዝቶ ፖለቲካዊ ድዩ ኣይኮነን ብዘየገድስ ኣብ ግብሪ ይውዕሉ።እዚ ፖሊሲ ሓቃዊነት ናይ ኣብ ኣገልግሎታትና ዝካየዱ ክትዓትን ዘተታትንthe security of user accounts and our services, ንምሕላው፣ ሰባት ምስኦም ንዝራኸቡ ሰባትን ማሕበረሰባትን ዝኣምኑሉ ቦታ ንምፍጣርን ዝተሓስበ እዩ።
ከምዚ ኣይትግበር፡
  • ብዙሕ ናይ Facebook አካውንትታት ምጥቃም ወይካዓ ኣብ መንጎ ብዙሓት ሰባት አካውንትታት ምክፋል
  • ንኻልኦት ንምጉዳእ ናይ Facebook ወይካዓ Instagram ናይ ሪፖርት ስርዓት ብዘይግቡእ ምጥቃም
  • ንተጠቀምቲ ብዛዕባ ዋንነት ወይ ቍጽጽር እቲ ገጽ ብምስሓት፣ ዕላማ ሓደ ገጽ ምሕባእ
  • ንሰባት ወይ ንFacebook ንምትላል ንFacebook ወይ ንንብረት ኢንስታግራም (አካውንት፣ ገጻትን፣ ጉጅለታት፣ ፍጻመታትን) ምጥቃም ተባሂሉ ኣብ ዚትርጐም ሓቅነቱ ዘይተረጋገጸ ተግባር ምስታፍ፡
    • ብዛዕባ መንነት ዕላማ ወይ መበቈል እቲ ዚውክሎ ኣካል።
    • ብዛዕባ ህቡብነት ናይ Facebook ወይካዓ Instagram ትሕዝቶ ወይካዓ ጥሪት።
    • ብዛዕባ ዕላማ ተዓዘብቲ ወይካዓ ማሕበረሰብ።
    • ብዛዕባ ፍልፍል ወይካዓ መበቆል ናይ ትሕዝቶ።
    • ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ መዐቀኒታትና ንዘለዉ ኣፈፃፅማታት ንምምላጥ።
  • ናይ Meta ንበረታት ተጥጠቂምካ ኣብ ሕልኽላኽ ናይ ምትላል ተግባራት ምጽማድ፣ እንኮላይ:
    • ዘይሓቃዊ ዝርጋሐ፥ ብዛዕባ ግንኑነት ናይቲ ትሕዝቶ ን Meta ወይ ንተጥጠቀምቱ ኣጋጊኻ ዝርጋሐ ናይቲ ትሕዝቶ ክብ ንምባል ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ኔትወርክ ምትእስሳር ምጥቃም።
    • ዘይሓቃዊ ህንጸት ተኸታተልቲ፥ ብዛዕባ መበቆል፣ ዋንነት ወይ ዕላማ ናይ ንብረት ወይ ንብረታት ን Meta ወይ ንተጠቀምቱ ኣታሊልካ ናይ ንብረታት ኔትወርክ ተመልከትቲ ወይ ተኽተልቲ ክብ ንምባል ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ምጥቃም።
    • ናይ ወጻኢ ዘይሓቃዊ ባህሪ፥ ብዛዕባ መንነት፣ ዕላማ ወይ መበቆል ናይቲ ዝውክልዎ ትካል ንተኸታተልቲ ንምትላል ከምኡድማ ብሓሶት ንናይ ውሽጢ ወይ ከባቢ ድምጺ ዝውክሉ መሲሎም ንምቕራብ ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ዝጥቀሙ ናይ ወጻኢ ትካላት።
    • ዘይሓቃዊ ጽምዶ፥ ን Meta ከምኡድማ ንተጠቀምቱ ብዛዕባ ግኑንነት ትሕዝቶ ንምትላል ሓቃዊ ከም ዝመስሉ ተገይሮም ዝተሰርሑ ናይ ሓሶት በዝሒ ጽምዶታት ሒዝካ ንምቕራብ ዝተኣሳሰርይ ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ኔትወርክ ምጥቃም።
    • ኣዝዩ ተመሳሳሊ መታለሊ መገዲታት፥ ብዛዕባ መበቆል፣ ዋንነት ወይ ዕላማ ናይ ትሕዝቶ ን Meta ወይ ንተጠቀምቱ ንምትላል ተዛማዲ ሕልኽላኽ ባህሪ ብዘለዎም ዝተኣሳሰሩ ዘይሓቃዊ ናይ Meta ንብረታት ኔትወርክታት ዘትብሃሉ ወይ ብጭቡጥ ዝተገብሩ ጻዕሪታት።
ነዚ ዝስዕብ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታት ኣብ ግብሪ ንምውዓል ተወሳኺ ሓበሬታን/ወይ ትሕዝቶን የድልየና፥
ንሕና ዘይነፍቅዶም፥
  • We do not allow ኣብ ዝተወሃሃደ ዘይሓቃዊ ባህሪ ዝሳተፉ ወይ ተሳቲፎም ዝበሃሉ ትካላት፣ ዘይሓቃዊ ኣካውንትታት ማእከል ናይ ስርሒት ወይ መካየድቲ ስርሒት ገይሮም ዝጥቀሙ ዝተራቐቑ ናይ ዘይሓቃዊ ባህሪ ዓይነታት ተባሂሎም ዝግለጹ፥the use of multiple Facebook or Instagram assets, working in concert to engage in Inauthentic Behavior (as defined above), where the use of fake accounts is central to the operation
    • ካብ ተፍትሽ ከምልጡ ወይ ሓቃዊ መሲሎም ክረኣዩ ተቓጻጺ ሜላታት ዝጥቀሙ; ከምኡድማ
    • ዓበለልቲ ስትራቴጂካዊ ዕላማታት ከሳኽዑ ምእንቲ ዝተፈላለዩ ተቓጸጽቲን ዘይሓቃዊን ሜላታት ዝጥቀሙ; ከምኡድማ
    • ብዋናነት ናይ ህዝቢ ክትዕ ክምዝምዙ ዝጽዕሩ
  • We do not allow entities to engage in, or claim to engage in foreign or government interference, which is Coordinated Inauthentic Behavior conducted on behalf of a foreign or government actor.
  • ኣብ ናይ ወጻኢ ኢድ ኣእታውነት ዝጽመዱ ወይ ከም ዝጽመዱ ዝዝረበሎም ትካላት፣ ናይቲ ኔትወርክ መካየድቲ ኣብቶም በቲ ስርሒት ዒላማ ዝግበሩ ዘለዉ ተኸታተልቲ ዝርከቡሉ ሃገር ኣብ ዘይርከቡሉ ኩነታት ዝግበር ዝተወሃሃደ ዘይሓቃዊ ባህሪ ተባሂሉ ይግለጸ።
  • ኣብ መንግስታዊ ኢድ ኣእታውነት ዝተሳተፉ ወይ ተሳቲፍና ዝብሉ፣ ማለት እቲ ዝገብሩዎ ስርሒት ብመንግስታዊ ተዋሳኢ ዝተገብረ ክኸውን እንከሎ ዝተወሃሃደ ዘይሓቃዊ ባህሪ ተባሂሉ ዝግለጽ።
  • We do not allow ዓንቀጽ 2(4) ናይ ሕቡራት ሃገራት ቻርተር ግሂሶም ኣብ ልዕሊ ናይ ካልእ ሃገር ግዝኣት ሓይሊ ምጥቃሞም ወይ መጥቃዕቲ ምፍጻሞም ክኽሕዱ ወይ ከነኣእሱ ብቐጻሊ ብዕላዊ ክፍሊታቶም፣ ትካላቶም፣ ከምኡድማ ኢምባሲታቶም ኣቢሎም ማሕበራዊ ሚድያ ዝጥቀሙ መንግስታት።
ብዛዕባ እቶም ኩሉ ግዜ እነተግብሮም ናይ ንቡራት ኦኣይነታት ዘይሓቃዊ ባህሪታት ስትራቴጂታት ተወሳኺ ዝርዝር ሓበሬታን ግልጽነትን ኣቕሪብና ኢና። ኣቲ ናይ ወጻኢ መንግስቲ ኢድ ኣእታውነት ዝምልከት ኣምር ከፋፊልናዮ ኣለና። ናይ ወጻኢ ኢድ ኣእታውነትን ናይ መንግስቲ ኢድ ኣእታውነትን። ኣብቲ ናይ ፖሊሲ ዕላማ ብዛዕባ ዘይሓቃዊ ባህሪ ከመይ ከም እንሓስብ ዝያዳ ዕምቆት ዘለዎ ሓበሬታ ኣቕሪብና ኢና፣ ከምኡድማ ካብ ካልኦት ሓበሬታታት ብተወሳኺ ምስቲ በቢርብዒ ዓመት ዝቐርብ ናይ ተጻብኦ ስግኣት ጸብጻብ ኣላጊብናዮ ኢና።
የፖሊሲ መነሻ ሀሳብ
ብመሰረት እቲ ሓቅነት ንምርግጋጽ ዝወሰድናዮ ተበግሶ፣ ሰባት ንገዛእ ርእሶም ኣብ ኣገልግሎታትና ብዝተዛብዐ መንነት ክገልጹ፣ ናይ ሓሶት ኣካውንት ክጥቀሙ፣ ህቡብነት ትሕዝቶ ብዘይቅኑዕ ኣገባብ ክብ ከብሉ፣ ወይ ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ካልኦት ግህሰታት ንምፍጻም ዝተነድፉ ኣካይዳታት ክጥቀሙ ኣይነፍቅድን ኢና። ዘይሓቃዊ ባህሪ ማለት ብተመሳሳሊ ውልቀሰብ ወይ ብተመሳሰልቲ ውልቀሰባት ብዝውነኑ መርበባት ዘይሓቃዊ ንብረታት ኣቢልካ ን Meta ወይ ንማሕበረሰብና ንምትላል ወይ ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታት ካብ ሕጊ ተኸዊልካ ንምሕላፍ ዝግበሩ ዝተፈላለዩ ዝተራቐቑ ዓይነታት ተግባራት ምትላል ማለት እዩ።
ሓደጋ ዝፈጥሩ ተቓጸጽቲ ኣካላት ተጻባእቲ ኣካላት ኣብ ልዕሊ ናይ ህዝቢ ክትዕ ጽልዋ ከሕድሩ ምእንታን ኣብ ዝተራቐቑ ዘይሓቃዊ ሜላታት ክጽመዱ ዘኽእሉዎም ናይ ሓሶት ኣካውንታት ዝጥቀሙሉ ኣካይዳ - ኣብቲ ዝተዋደደ ዘይሓቃዊ ባህሪ እንብሎ ተግብራ ይሳተፉ - ወይ ስትራቴጂካዊ ሸቶ ንምዕዋት ናይ ህዝቢ ክትዕ ንምምዝማዝ ዝተዋደደ ጻዕሪ ይገብሩ፣ እዚ ኣብ ምግባር ናይ ሓሶት ኣካውንታት ቀንዲ መሳርሒታቶም እዮም። እዚ ግህሰታዊ ባህሪ ነቲ ዝያዳ ኸቢድን ዝተራቐቐን ናይ ምትላል ጻዕሮም ዝምጥን ዝያዳ ሓያልን መብዛሕትኡ ግዜ መርኣያ ክኸውን ዝኽእልን ምላሽ አዩ ዝወሃቦ። ዝከኣል እንተኾይኑ፣ ብዛዕባ ንናይ ዝተዋደደ ዘይሓቃዊ ባህሪ መርበባት ዝምልከት ርኽበታትና ኣብቲ ኣብዚ ዝርከብ ናይ ርብዒ ዓመት ናይ ተጻባእቲ ኣካላት ጸብጻባት ነመቓርሖም ኢና። እዞም ጸብጻባት ንኹሎም ኣብ ትሕቲ ፖሊሲ ዘይሓቃዊ ባህሪ ዝርከቡ ትግባረታት ሕጊ ዝሽፍኑ ኣይኮኑን፣ ይኹን እምበር ብዛዕባ ኣብዚ ቦታ ዘጋጥመና ዘሎ እናማዕበለ ዝኸይድ ባህሪ ናይ ጉድኣታት ናይ ማሕበረሰብና ርድኢት ክብ ንምባል ይሕግዝ እዩ።
ዘይሓቃዊ ባህሪ ብዙሕ ግዜ ምስ ሲቪካዊ ወይ ፖለቲካዊ ትሕዝቶ ዝተሓሓዝ ክኸውን እንከሎ፣ ኣብ ኩነተ-ዓውዲ ምርጫታት ዘይሓቃዊ ባህሪ ንምክልኻል ብዕቱብ ንሰርሕ - እዞም ናይ ሕጊ ትግባረ ስጉምቲታትን ስሪታትን እቲ ትሕዝቶ ፖለቲካዊ ድዩ ኣይኮነን ብዘየገድስ ኣብ ግብሪ ይውዕሉ። እዚ ፖሊሲ ቅንዑነት ናይ ኣብ ኣገልግሎታትና ዝካየዱ ክትዓትን ዘተን ንምሕላውን፣ ከምኡድማ ሰባት ነቶም ሓሳብ ዝለዋወጡዎም ሰባት ወይ ማሕበረሰባት ዝኣምኑሉ ሃዋህው ንምፍጣርን እዩ።
ከምዚ ኣይትግበር፡
  • ብዙሕ ናይ Facebook አካውንትታት ምጥቃም ወይካዓ ኣብ መንጎ ብዙሓት ሰባት አካውንትታት ምክፋል
  • ንኻልኦት ንምጉዳእ ናይ Facebook ወይካዓ Instagram ናይ ሪፖርት ስርዓት ብዘይግቡእ ምጥቃም
  • ንተጠቀምቲ ብዛዕባ ዋንነት ወይ ቍጽጽር እቲ ገጽ ብምስሓት፣ ዕላማ ሓደ ገጽ ምሕባእ
  • ንሰባት ወይ ንFacebook ንምትላል ንFacebook ወይ ንንብረት ኢንስታግራም (አካውንት፣ ገጻትን፣ ጉጅለታት፣ ፍጻመታትን) ምጥቃም ተባሂሉ ኣብ ዚትርጐም ሓቅነቱ ዘይተረጋገጸ ተግባር ምስታፍ፡
    • ብዛዕባ መንነት ዕላማ ወይ መበቈል እቲ ዚውክሎ ኣካል።
    • ብዛዕባ ህቡብነት ናይ Facebook ወይካዓ Instagram ትሕዝቶ ወይካዓ ጥሪት።
    • ብዛዕባ ዕላማ ተዓዘብቲ ወይካዓ ማሕበረሰብ።
    • ብዛዕባ ፍልፍል ወይካዓ መበቆል ናይ ትሕዝቶ።
    • ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ መዐቀኒታትና ንዘለዉ ኣፈፃፅማታት ንምምላጥ።
ነዚ ዝስዕብ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታት ኣብ ግብሪ ንምውዓል ተወሳኺ ሓበሬታን/ወይ ትሕዝቶን የድልየና፡
  • ኣካላት ንኽሳተፉ፣ ወይካዓ ኣብ መቦቅላዊብዘይኮነ መንገዲ ዝተሰረተ ባህሪ ንምስታፍ ምዝራብ፣ እዚ ድማ ብናይ Facebook ወይካዓ Instagram ንብረታት ምጥቃም ተባሂሉ ዝትርጎም ኮይኑ፣ ኣብ መቦቅላዊ ብዘይኮነ መንገዲ ባህሪ ንምስታፍ ብሓባር ምስራሕ (ኣብ ላዕሊ ከምዝተገለጸ)፣ ናይ ሓሶት አካውንት ምጥቃም ከም ናይ’ቲ ዕዮ ማዕኸል ብዝኾነሉ፣ ኣይንፈቅድን
  • ኣካላት ንኽሳተፉ፣ ወይካዓ ኣብ ደጋዊወይ ኣብ መንግስታዊ ጦብሎቕታ ንምስታፍ ምዝራብ፣ ናይ ደጋዊ ወይካዓ መንግስታዊ ተዋሳእቲ ወኪሉ ዝካየድ መቦቅላዊ ብዘይኮነ መንገዲ ዝተሰረተ ባህሪ ዝበሃል ነገር ኣይንፈቅድን።
  • ንናይ UN ቻርተር ዓንቀፅ 2(4) ጥሒሶምን ዕላዊ ኽፍላቶም፣ ወኪላቶም፣ ከምኡ’ውን ኢምባሲታቶም ብምጥቃም ብዓውዲ ናይ ካሊእ ዓዲ ሉኣላውነት ምጥቃዕ ሓይሊን ጒንፂን ከምዘይጥቀሙ ንምኽሓድ ኣብ ማሕበረሰብ ሚድያ መትከላዊ እገዳ ዝገበሩ መንግስትታት ኣይንፈቅድሎምን።
ክፍሊ 22፥ ዘይሓቃዊ ባህሪ፥
የፖሊሲ መነሻ ሀሳብ
ብመሰረት እቲ ሓቅነት ንምርግጋጽ ዝወሰድናዮ ተበግሶ፣ ሰባት ንገዛእ ርእሶም ኣብ Facebook ብዝተዛብዐ መንነት ክገልጹ፣ ናይ ሓሶት ኣካውንት ክጥቀሙ፣ ህቡብነት ትሕዝቶ ብዘይቅኑዕ ኣገባብ ክብ ከብሉ፣ ወይ ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ካልኦት ግህሰታት ንምፍጻም ዝተነድፉ ኣካይዳታት ክጥቀሙ ኣይነፍቅድን ኢና። እዚ ፖሊሲ እዚ ንድሕንነት ናይ ኣጠቓቕማ ሕሳብናን ኣገልግሎትናን ንምሕላው ከምኡውን ሰባት ነቶም ዘራኽብዎም ሰባትን ማሕበረሰባትን ክኣምኑሉ ዝኽእሉ ቦታ ንምቛም ኢዩ።
ከምዚ ኣይትግበር፡
  • ብዙሕ ናይ Facebook አካውንትታት ምጥቃም ወይካዓ ኣብ መንጎ ብዙሓት ሰባት አካውንትታት ምክፋል
  • ንኻልኦት ንምጉዳእ ናይ Facebook ወይካዓ Instagram ናይ ሪፖርት ስርዓት ብዘይግቡእ ምጥቃም
  • ንሰባት ወይ ንFacebook ንምትላል ንFacebook ወይ ንንብረት ኢንስታግራም (አካውንት፣ ገጻትን፣ ጉጅለታት፣ ፍጻመታትን) ምጥቃም ተባሂሉ ኣብ ዚትርጐም ሓቅነቱ ዘይተረጋገጸ ተግባር ምስታፍ፡
    • ብዛዕባ መንነት፣ ዕላማ፣ ወይካዓ መበቆል እቲ ዝውክሎኦ ኣካል።
    • ብዛዕባ ህቡብነት ናይ Facebook ወይካዓ Instagram ትሕዝቶ ወይካዓ ጥሪት
    • ብዛዕባ ዕላማ ተዓዘብቲ ወይካዓ ማሕበረሰብ
    • ብዛዕባ ፍልፍል ወይካዓ መበቆል ናይ ትሕዝቶ
    • ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ መዐቀኒታትና ንዘለዉ ኣፈፃፅማታት ንምምላጥ
  • ኣካላት ንኽሳተፉ፣ ወይካዓ ኣብ መቦቅላዊ ብዘይኮነ መንገዲ ዝተሰረተ ባህሪ ንምስታፍ ምዝራብ፣ እዚ ድማ ብናይ Facebook ወይካዓ Instagram ጥረየታት ምጥቃም ተባሂሉ ዝትርጎም ኮይኑ፣ ኣብ መቦቅላዊ ብዘይኮነ መንገዲ ባህሪ ንምስታፍ ብሓባር ምስራሕ (ኣብ ላዕሊ ከምዝተገለጸ)፣ ናይ ሓሶት አካውንት ምጥቃም ከም ናይ’ቲ ዕዮ ማዕኸል ብዝኾነሉ፣ ኣይንፈቅድን
  • ኣካላት ንኽሳተፉ፣ ወይካዓ ኣብ ደጋዊ ወይ ኣብ መንግስታዊ ጦብሎቕታ ንምስታፍ ምዝራብ፣ ናይ ደጋዊ ወይካዓ መንግስታዊ ተዋሳእቲ ወኪሉ ዝካየድ መቦቅላዊ ብዘይኮነ መንገዲ ዝተሰረተ ባህሪ ዝበሃል ነገር ኣይንፈቅድን።
ክፍሊ 22፥ ዘይሓቃዊ ባህሪ፥
የፖሊሲ መነሻ ሀሳብ
ብመሰረት እቲ ሓቅነት ንምርግጋጽ ዝወሰድናዮ ተበግሶ፣ ሰባት ንገዛእ ርእሶም ኣብ Facebook ብዝተዛብዐ መንነት ክገልጹ፣ ናይ ሓሶት ኣካውንት ክጥቀሙ፣ ህቡብነት ትሕዝቶ ብዘይቅኑዕ ኣገባብ ክብ ከብሉ፣ ወይ ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ካልኦት ግህሰታት ንምፍጻም ዝተነድፉ ኣካይዳታት ክጥቀሙ ኣይነፍቅድን ኢና። እዚ ፖሊሲ እዚ ሰባት ነቶም ዘራኽብዎም ሰባትን ማሕበረሰባትን ክኣምኑሉ ዝኽእሉ ቦታ ንምቛም ዝዓለመ ኢዩ።
ከምዚ ኣይትግበር፡
  • ብዙሕ ናይ Facebook አካውንትታት ምጥቃም ወይካዓ ኣብ መንጎ ብዙሓት ሰባት አካውንትታት ምክፋል
  • ንኻልኦት ንምጉዳእ ናይ Facebook ወይካዓ Instagram ናይ ሪፖርት ስርዓት ብዘይግቡእ ምጥቃም
  • ንተጠቀምቲ ብዛዕባ ዋንነት ወይካዓ ቍጽጽር ናይ’ቲ ገጽ ብምስሓት ዕላማ ሓደ ገጽ ምሕባእ
  • ንሰባት ወይ ንFacebook ንምትላል ንFacebook ወይ ንንብረት ኢንስታግራም (አካውንት፣ ገጻትን፣ ጉጅለታት፣ ፍጻመታትን) ምጥቃም ተባሂሉ ኣብ ዚትርጐም ሓቅነቱ ዘይተረጋገጸ ተግባር ምስታፍ፡
    • ብዛዕባ መንነት፣ ዕላማ፣ ወይካዓ መበቆል እቲ ዝውክሎኦ ኣካል።
    • ብዛዕባ ህቡብነት ናይ Facebook ወይካዓ Instagram ትሕዝቶ ወይካዓ ጥሪት
    • ብዛዕባ ዕላማ ተዓዘብቲ ወይካዓ ማሕበረሰብ
    • ብዛዕባ ፍልፍል ወይካዓ መበቆል ናይ ትሕዝቶ
    • ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ መዐቀኒታትና ንዘለዉ ኣፈፃፅማታት ንምምላጥ
  • ኣካላት ንኽሳተፉ፣ ወይካዓ ኣብ መቦቅላዊ ብዘይኮነ መንገዲ ዝተሰረተ ባህሪ ንምስታፍ ምዝራብ፣ እዚ ድማ ብናይ Facebook ወይካዓ Instagram ጥረየታት ምጥቃም ተባሂሉ ዝትርጎም ኮይኑ፣ ኣብ መቦቅላዊ ብዘይኮነ መንገዲ ባህሪ ንምስታፍ ብሓባር ምስራሕ (ኣብ ላዕሊ ከምዝተገለጸ)፣ ናይ ሓሶት አካውንት ምጥቃም ከም ናይ’ቲ ዕዮ ማዕኸል ብዝኾነሉ፣ ኣይንፈቅድን
  • ኣካላት ንኽሳተፉ፣ ወይካዓ ኣብ ደጋዊ ወይ ኣብ መንግስታዊ ጦብሎቕታ ንምስታፍ ምዝራብ፣ ናይ ደጋዊ ወይካዓ መንግስታዊ ተዋሳእቲ ወኪሉ ዝካየድ መቦቅላዊ ብዘይኮነ መንገዲ ዝተሰረተ ባህሪ ዝበሃል ነገር ኣይንፈቅድን።
ክፍሊ 22፥ ዘይሓቃዊ ባህሪ (ሓድሽ)፥
ኣንጻር ዘይሓቃዊ ባህሪ ዝቐንዐ ፖሊሲ ንነዊሕ ግዜ ነይሩና እዩ፣ ይኹን’ምበር ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበራዊ ስሪታትና ዘይግቡእ ውክልና ክፍሊ እዮም ተመዲቦም ጸኒሖም። ንሕና እቲ ፖሊሲ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣሕዲስናዮ ኢና እዚ ዝገበርናሉ ድማ ሓደሽቲ ሜላታትን ሕማቓት ተዋሳእቲን ዝያዳ ንምምካትን እቲ ፖሊሲ ካብ ኣብ ትሕቲ ዘይግቡእ ውክልና ምዃኑ ኣውጺና ንዘይሓቃዊ ባህሪ ዝምልከት ፍሉይ ክፍሊ ንምፍጣርን እዩ።
የፖሊሲ መነሻ ሀሳብ
ብመሰረት እቲ ሓቅነት ንምርግጋጽ ዝወሰድናዮ ተበግሶ፣ ሰባት ንገዛእ ርእሶም ኣብ Facebook ብዝተዛብዐ መንነት ክገልጹ፣ ናይ ሓሶት ኣካውንት ክጥቀሙ፣ ህቡብነት ትሕዝቶ ብዘይቅኑዕ ኣገባብ ክብ ከብሉ፣ ወይ ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ካልኦት ግህሰታት ንምፍጻም ዝተነድፉ ኣካይዳታት ክጥቀሙ ኣይነፍቅድን ኢና። እዚ ፖሊሲ እዚ ሰባት ነቶም ዘራኽብዎም ሰባትን ማሕበረሰባትን ክኣምኑሉ ዝኽእሉ ቦታ ንምቛም ዝዓለመ ኢዩ።
ከምዚ ኣይትግበር፡
  • ብዙሕ ናይ Facebook አካውንትታት ምጥቃም ወይካዓ ኣብ መንጎ ብዙሓት ሰባት አካውንትታት ምክፋል
  • ንኻልኦት ንምጉዳእ ናይ Facebook ወይካዓ Instagram ናይ ሪፖርት ስርዓት ብዘይግቡእ ምጥቃም
  • ንሰባት ወይ ንFacebook ንምትላል ንFacebook ወይ ንንብረት ኢንስታግራም (አካውንት፣ ገጻትን፣ ጉጅለታት፣ ፍጻመታትን) ምጥቃም ተባሂሉ ኣብ ዚትርጐም ሓቅነቱ ዘይተረጋገጸ ተግባር ምስታፍ፡
    • ብዛዕባ መንነት፣ ዕላማ፣ ወይካዓ መበቆል እቲ ዝውክሎኦ ኣካል።
    • ብዛዕባ ህቡብነት ናይ Facebook ወይካዓ Instagram ትሕዝቶ ወይካዓ ጥሪት
    • ብዛዕባ ዕላማ ተዓዘብቲ ወይካዓ ማሕበረሰብ
    • ብዛዕባ ፍልፍል ወይካዓ መበቆል ናይ ትሕዝቶ
    • ኣብ ትሕቲ ናይ ማሕበረሰብ መዐቀኒታትና ንዘለዉ ኣፈፃፅማታት ንምምላጥ
  • ኣካላት ንኽሳተፉ፣ ወይካዓ ኣብ መቦቅላዊ ብዘይኮነ መንገዲ ዝተሰረተ ባህሪ ንምስታፍ ምዝራብ፣ እዚ ድማ ብናይ Facebook ወይካዓ Instagram ጥረየታት ምጥቃም ተባሂሉ ዝትርጎም ኮይኑ፣ ኣብ መቦቅላዊ ብዘይኮነ መንገዲ ባህሪ ንምስታፍ ብሓባር ምስራሕ (ኣብ ላዕሊ ከምዝተገለጸ)፣ ናይ ሓሶት አካውንት ምጥቃም ከም ናይ’ቲ ዕዮ ማዕኸል ብዝኾነሉ፣ ኣይንፈቅድን
  • ኣካላት ንኽሳተፉ፣ ወይካዓ ኣብ ደጋዊ ወይ ኣብ መንግስታዊ ጦብሎቕታ ንምስታፍ ምዝራብ፣ ናይ ደጋዊ ወይካዓ መንግስታዊ ተዋሳእቲ ወኪሉ ዝካየድ መቦቅላዊ ብዘይኮነ መንገዲ ዝተሰረተ ባህሪ ዝበሃል ነገር ኣይንፈቅድን።
ተሞክሮታት ተጠቃሚ
ገለ ኣብነታት ናይቲ ኣብ Facebook ዝርከቡ ሰባት ዝፍጽምዎ ተግባር ርአ፡ ንኣብነት፥ ኣብ Facebook ክትረኽቦ ዘይግብኣካ ነገር ሪፖርት ምግባር፡ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ከም ዝጠሓስካ ምንጋር ከምኡውን ኣብ ገሊኡ ትሕዝቶ ናይ መጠንቀቕታ ስክሪን ምርኣይ።
መዘኻኸሪ፥ ወትሩ ኢና ንመሓየሽ ዘለና፡ ስለዚ እቲ ኣብዚ ትርእይዎ ዘለኹም ነገራት ምስቲ ሕጂ ንጥቀመሉ ዘለና ክነጻጸር ከሎ ቍሩብ ግዜኡ ዝሓለፎ ክኸውን ይኽእል እዩ ።
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ሪፖርት ምግባር
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ድሕሪ ሪፖርት ዝግበር ርክባት
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ናይ ምውጋድ ተሞክሮ
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ናይ መጠንቀቕታ ስክሪን
ትግባረ ስሪታት
ኣብ ብምልእታ ዓለም ንሕድሕድ ኣብ Facebook ዘሎ ሰብ ተመሳሳሊ ፖሊሲታት ኣለና።
ገምገምቲ ጉጅለታት
እቲ ካብ 15,000 ንላዕሊ ገምገምቲ ዘለውዎ ዓለምለኻዊ ጉጅለና ኣብ Facebook ድሕንነት ሰባት ንምሕላው ኩሉ ግዜ ይሰርሕ።
ተሳትፎ መዳርግቲ ኣካላት
ግዳማዊ ክኢላታት፡ ምሁራት፡ መንግስታዊ ዘይኮኑ ትካላት ከምኡውን ሓንጸጽቲ ፖሊሲታት ንናይ Facebook ማሕበረሰብ ስሪታት ኣብ ምግላጽ ይሕግዙ እዮም።
ብዛዕባ ዘይሓቃዊ ባህሪ ሓገዝ ይርከቡ
ምስ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ዝጻረር ነገር ኣብ Facebook እንተ ርኢኹም እንታይ ክትገብሩ ከም ትኽእሉ ፍለጡ።
ማእከል ሓገዝና ተወከስ