ዕርቃንን ጾታዊ ንጥፈታትን ናይ ዓበይቲ

ዝርዝራት ናይ ፖሊሲ

መዝገብ ቀይር
የፖሊሲ መነሻ ሀሳብ
ኣብ ማሕበረሰብና ዝርከቡ ገለ ሰባት ነዚ ዓይነት ትሕዝቶ እዚ ክርእይዎ ብፍላይ ከኣ ብባህሎም ምኽንያት ስለ ዝኸብዶም፣ ናይ ዕርቃን ወይ ወሲባዊ ንጥፈት ብቓልዕ ምርኣይ ንኽልክሎ ኢና።
ብእተፈላለየ ምኽንያታት ዕርቃን ንኣብነት፣ ተቓውሞ ንምግላጽ፣ ብዛዕባ ሓደ ጠንቂ ንምፍላጥ፣ ወይ ከኣ ትምህርታዊ ወይ ሕክምናዊ ምኽንያታት ኣቓልቦና ክብ ንምባል ክመቓራሕ ከም ዝኽእል ንርዳእ ኢና። ግቡእ ከኸውን እንከሎ ከምኡድማ ከምዚ ዝኣመሰለ ዕላማ ንጹር ኣብ ዝዀነሉ እዋን ነቲ ትሕዝቶ ነፍቅድ ኢና። ንኣብነት ንገሊኡ ምስሊ ጡብ ደቂ ኣንስትዮ እንተላይ ነዚ ዝኣመሰለ ስእልታት፣ ንቕይዶ እኳ እንተ ዀንና ካልእ ስእልታት ግና ንፈቕደሉ ኢና፣ ገለ ኻብዚ ስእልታት እዚ ተቓውሞ ኸም ዝለዓል ዘርኢ ኪኸውን ከሎ ጡብ ኣብ ምጥባብ ብንጥፈት ዚሳተፋ ደቂ ኣንስትዮ ከምኡውን ስእሊ እቲ ድሕሪ ማስተክቶሚ መጥባሕቲ ዚርአ በሰላ እዩ (ሓደሓደ ግዜ ብናይ ተኣፋፊነት መጠንቀቕታ ስክሪን ከምኡድማ ኣብ ዕድመ ዝተደረኹ ክልከላታት ኣሰኒና)። ብተወሳኺ ከም ቅብኣዊ ፎቶግራፋት፣ ሓወልታዊ ቅርጺታት ወዘተ ዝኣመሰሉ ዕርቃን ዘርእዩ ስነ-ጥበባዊ ፍርያታት ነፍቅድ ኢና (ሓደሓደ ግዜ ብናይ ተኣፋፍነት መጠንቀቕታ ስክሪንን ዕድመ-ተኰር ክልከላታትን ኣሰኒና)። ምምቕራሕ ኣብ ስምምዕ ዘይተደረኸ ወይ ናይትሕቲ ዕድመ ትሕዝቶ ንምክልኻል ወሲባዊ ምስሊታት ምውጋድ ንቡር ጌርናዮ ኣለና።
ኣብ ትሕቲ እዚ ፖሊሲ፣ ሓቃዊ ዕርቃንን ወሲባዊ ንጥፈትን ዘርእዩ ፎቶግራፋትን ቪድዮታትን፣ በ AI- ወይ ብኮምፒዩተር ዝተሰርሑ ምስልታት ናይ ዕርቃንን ወሲባዊ ንጥፈታትን፣ ከምኡድማ “ጋህዳዊ ፎቶ” ይምሰል ኣይምሰል (ከምቲ ብጭቡጥ ሰብ ዝመስል) ብዘይየገድስ ዲጂታል ምስሊታት ነወግድ። ከምዚ ኣብ ላዕላይ ዝተገልጸ፣ንገለ ናይ ጋህዲ ዓለም ጥበባትን ገለ ሕክምናዊ፣ ትምህርታዊ፣ ከምኡ ድማ ግንዛበ ክብ መበሊ ትሕዝቶ ብዝምልከት ኣብ ልዑል ጥንቃቐ ተደሪኽና ነፍቅድ ኢና፣ እዚኦም ኣብቲ ፖሊሲ ብዝርዝር ተገሊጾም ኣዮም።
ምስ ናይ ህጻን ዕርቃን ዝዛመድ ትሕዝቶ ኣብ ን ናይ ህጻን ወሲባዊ ምዝመዛ፣ በደልን ዕርቃንን ዝምልከት ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና እዩ ዝረኣይ።
እዞም ዝስዕቡ ትሕዝቶታት ንኹሎም ተጠቀምቲ ኣይነፍቅድን ኢና፥
ዕርቃን ልዕሊ ዕድመ ሰባት
  • ናይ ዓበይቲ ዕርቃን ዘርኢ ካብ ሓቂ ምስል ክትፈልዮ ዘጸግም/ዲጂታላዊ ምስሊ፣ እንድሕር እዞም ዝስዕቡ ዘርኢ፥
    • ቅሉዕ ክፍሊታት ብልዕቲ (ዋላ ብናይ ብልዕቲ ጸጉሪ ወይ ብዲጂታል ሽፋን ዝተሸፈነ ይኹን)
    • ብቓልዕ ዝረኣይ መሃንቱስ ከምኡድማ/ወይድማ ኣጉሊህካ ዝተሳእለ መቐመጫታት
    • ቅሉዕ ናይ ጓልኣነስተይቲ መቑለመት፣ ብዘይካ ኣብ ምጥባው ጡብ፣ ወይ ኩነተ-ዓውዲ ተቓውሞ
  • መላግቦ ኣእጋር፣ ናይ ጓልኣነስተይቲ ኣጥቧት፣ ወይ መዓኮር ዘርእዩ እቲ ኣብቲ ስእሊ ዘሎ ሰብ(ሰባት) ከይፈለጠ ዝተስኣሉ ዘይሓቃዊ ምዃኑ ክትፈልዮ ዘጸግም/ ዲጂታል ቪድዮታት
  • ገለ ክልከላታት ከም ዘለዉ ኰይኖም፣ ኣብ ገለ ተወሰኽቲ ፍሉያት ዓውዲታት ማለት ኣብ ከም ሕክምናዊ ወይ ምስ ክንክን ጥዕና ዝዛመዱ ዓውዲታት ናይ ልዕሊ ዕድመ ሰባት ዕርቃን ዘርእዩ ምስሊታት ከነፍቅድ ንኽእል ኢና። እዚ ኣብቲ ኣብ ታሕታይ ዘሎ ክፍሊ ብዕምቆት ቀሪቡ ኣሎ።
ወሲባዊ ንጥፈት ናይ ልዕሊ ዕድመ ሰባት
  • ካብ ሓቃዊ ፎቶ ንምፍላይ ዘጸግም/ ዲጂታላዊ ምስሊ ስእልታት ናይ ዓበይቲ ወሲባዊ ንጥፈታት፣ እንተላይ፡
    • ቅሉዕ ወሲባዊ ንጥፈትን ምንቕቓሕን፥
      • እቲ ኣብ ኣፍ ወይ ብልዕቲ ምእታው ተባሂሉ ዝግለጽ፣ ቅሉዕ ጾታዊ ርክብ ወይ ብኣፍ ዝግበር ጾታዊ ርክብ እንተ ወሓደ ብልዕቲ ናይ ሓደ ሰብ ዕርቃኑ ዝርአ ኣብ ዘለዎ፣ ብልዕቲ ወይ መቀመጫ ካልእ ሰብ ምእታው፣ ወይ ኣብ ልዕሊ ናይ ወሲብ ባምቡላ ዝኣተዉ ወይ ዝተሰዂዑ ኣካላት ብልዕቲ፣ ወይ ምትንኻፍ ዝብል ትርጕም ኣለዎ።
      • ብቕሉዕ ዝረኣይ ናይ ሰብ ብልዕቲ ኣካላት ወይ መሃንቱስ እናደራረዝካ ምንቕቓሕ፣ ብድርራዝ፣ ወይ ናብ ናይታ ሰብ ብልዕቲ ወይ መሃንቱስ ናይ ወሲብ ቶይ ብምእታው ዝግለጽ፣ እቲ ምስ ብልዕቲ ወይ ምስ መሃንቱስ ዝግበር ምትንኻፍ ብቕሉዕ ዝረኣይ ክኸውን እንከሎ
    • ቅሉዕ ወሲባዊ ንጥፈት ወይ ምንቕቓሕ፥
      • እቲ ኣብ ኣፍ ወይ ብልዕቲ ምእታው ተባሂሉ ዝግለጽ፣ ንጹር ጾታዊ ርክብ ወይ ብኣፍ ዝግበር ጾታዊ ርክብ እንተ ወሓደ ብልዕቲ ናይ ሓደ ሰብ ዕርቃኑ ዝርአ ኣብ ዘለዎ፣ እቶም ኣካላት ብልዕቲ ወይ መሃንቱስ ክመኡድማ/ወይድማ እቲ ምእታው ወይ ምትንኻፍ ብቓልዕ ዘይረኣይ ክኸውን እንከሎ።
      • ብቕሉዕ ብዘይረኣይ ኣገባብ ናይ ሰብ ብልዕቲ ኣካላት ወይ መሃንቱስ እናደራረዝካ ምንቕቓሕ፣ ብምድርራዝ፣ ኣብ ልዕሊ ብልዕቲ ወሲባዊ ባምቡላ ምግባር ወይ ናብ ናይታ ሰብ ብልዕቲ ወይ መሃንቱስ ናይ ወሲብ ባምቡላ ብምእታው ዝግለጽ፣ ማለት እቲ ብልዕቲ ወይ መሃንቱስ፣ ምንቕቓሕ፣ ምግባር፣ ከምኡድማ/ወይድማ ምእታው ብቓልዕ ዘይረኣይ ክኸውን እንከሎ
      • ክግበር ዝተሃቀነ ወሲባዊ ንጥፈት፣ ማለት እቲ ኣቃውማ ኣብ መንጎ ናይታ ሰብ ኢድ፣ ኣፍ ወይ ኣካላት ብልዕቲን ናይ ካልእ ሰብ ኣካላት ብልዕቲን ወይ መሃንቱስ ምትንኻፍ ክፍጠር ከም ዝዀነ ዘመላኽት ክኸውን እንከሎ።
    • ካልእ ወሲባዊ ንጥፈት ወይ ምንቕቓሕ፥
      • ውትረታት
      • ካብ ጾታዊ ርክብ እተሰርሐ ፍርያት ምህላዉ
      • ጾታዊ መጻወቲታት ኣብ ኣፍ ዝቕመጥ ወይ ዝኣቱ ።
      • ብቓልዕ ዝረኣዩ መቑለመት ጡብ ደቂ-ሰባት ምንቅቓሕ
      • ናይ ጋልኣንስተይቲ ኣጥባት ምጭባጥ ክበሃል ከሎ ናይ ምጭባጥ ምልክት ምስ ዝተዓጸፈ ኣእዳው ኰነ ንጹር ቅርጺ ኣጥባት ዘርኢን ናይ ክጭበጥ ከሎ ምስሊ ምሓዝ ዘርእን ዝብል ትርጕም ኣለዎ። ኣብ ጸባ ጡብ ምጥባው ምጭባጥ ጡብ ዘፍቅድ ትሕዝቶ።
    • እዞም ዝስዕቡ ዕብለላዊ ወሲባዊ ንጥፈታት ዘጠቓልል ካብ ሓቃዊ ፎቶ ክትፈልዮ ዘጸግም/ ዲጂታል ምስሊ ወይ ስነጥበባዊ ስእሊ፥
      • ናብ ሞት ሰብ ወይ እንስሳ ዚመርሕ ተግባራት
      • ኣካላት ሰውነት ምብትታኽ
      • ስጋ ሰብ ምብላዕ
      • ቀልቀል፣ ሽንቲ፣ ጡፍ ምባል፣ ንፋጥ፣ ጽግያት ወይ ተምላስ
      • ምስ እንስሳ ዚግበር ጾታዊ ርክብ
      • ነውሪ ርክብ-ግብረስጋ
      • BDSM (ንወሲባዊ መጥቃዕቲ ብፍቓድካ ድልው ምዃን፣ , ዕብለላን ንገዛእ ርእስኻ ብተገባርነት ምድላውን፣ ብቓንዛ ምሕጓስን ካብ ወሲባዊ ውርደት ዝርከብ ሓጎስን)፣ እዚ ክበሃል ዝኽእል ግን ወሲባዊ ኣመላኸትቲ እውን እንተልዮም እዩ
  • ኣብ ሕክምናዊ ወይ ጥዕናዊ ኩነተ-ዓውዲ ቅሉዕ ወሲባዊ ንጥፈት ወይ ምንቕቓሕ ዘርኢ ካብ ሓቃዊ ምስሊ ክትፍለዮ ዘጸግም ስእሊ
  • ንጾታዊ ንጥፈታት ዝኸውን ሰፊሕ ድምጺ
  • ገለ ክልከላታት ከም ዘለዉ ኰይኖም፣ ኣብ ገለ ተወሰኽቲ ፍሉያት ዓውዲታት ማለት ኣብ ከም ሕክምናዊ ወይ ምስ ክንክን ጥዕና ዝዛመዱ ዓውዲታት ወሲባዊ ንጥፈት ዘርእዩ ምስሊታት ከነፍቅድ ንኽእል ኢና። እዚ ኣብቲ ኣብ ታሕታይ ዘሎ ክፍሊ ብዕምቆት ቀሪቡ ኣሎ።
ነዚ ዚስዕብ ትሕዝቶ፣ እቲ ትሕዝቶ ብ 18 ዓመትን ልዕሊኡን ዝዕድሚኦም ሰባት ጥራሕ ከም ዝረኣይ ጌርና ክንሓጽሮ ንኽእል ኢና፣ ብተወሳኺ ሰባት እቲ ትሕዝቶ ተኣፋፊ ክኸውን ከም ዝኽእል ምእንታን ክግንዘቡ መጠንቀቕታ እውን ክንገብረሉ ኢና፥
  • ኣብ ሕክምናዊ ወይ ጥዕናዊ ኩነተ-ዓውዲ ቅሉዕ ወሲባዊ ንጥፈት ወይ ምንቕቓሕ ዘርኢ ዲጂታል ምስሊ ወይ ናይ ጋህዲ ዓለም ጥበባዊ ስእሊ።
  • ኣብ ሕክምናዊ ወይ ጥዕናዊ ኩነተ-ዓውዲ ቅሉዕ ወሲባዊ ንጥፈት ወይ ምንቕቓሕ ዘርኢ ካብ ሓቃዊ ፎቶ ክትፍለዮ ዘጸግም/ዲጂታል ምስሊ ወይ ናይ ጋህዲ ዓለም ጥበባዊ ስእሊ
  • ኣብ ናይ ጾታ መረጋገጺ መጥባሕቲ ኣካላት ብልዕቲ ብቓልዕ ዘርኢ፣ መሃንቱስ ብግልጺ ዘርኢ፣ ጎሊሆም ዝረኣዩ መዓኰራት ወይድማ ብግልጺ ዝረኣዩ ናይ ጓል-ኣነስተይቲ ኣጥቧት መቑለመታት ዘርእዩ ካብ ሓቃዊ ፎቶ ክትፈልዮም ዘጸግሙ ስእሊታት/ዲጂታል ስእሊ፣ ከምኡድማ ስእሊታት ጋህዲ ዓለም
  • ኣካላት ብልዕቲ (እንኮላይ ብዲጂታላዊ ሽፋን ወይ ብናይ ብልዕቲ ጸጉሪ ዝተሸፈነ ኣካላት ብልዕቲ)፣ ቅሉዕ መሃንቱስ፣ ኣጉሊህካ ዝተሳእለ መቐመጫ ወይ ብቕሉዕ ዝረኣይ መቑለመት ብግልጺ ዘርኢ ትበባዊ ስእሊ ጋህዲ ዓለም፣ ማለት ኣተኩሮ ናይቲ ስእሊ ኣብ ሕክምናዊ ወይ ኩነተ-ጥዕናዊ ዓውዲ ዘይኰነስ እዚም ኣካላት ብቓልዕ ክረኣዩ ምግባር ክኸውን እንከሎ
  • ካብ ሓቃዊ ፎቶ ክትፈልዮ ዘጸግም/ ዲጂታል ምስሊ ናይ ኣካላት ብልዕቲ (ብዲጂታላዊ ጉልባብ ዝተኸወሉ ኣካላት ብልዕቲ ወይ ብናይ ብልዕቲ ጸጉሪ ዝተሸፈነ ኣካላት ብልዕቲ)፣ ኣጉሊህኻ ዝተሳእሉ መቐመጫታት፣ ብግልጺ ዝረኣዩ መሃንቱሳት ወይ ብግልጺ ዝረኣዩ ናይ ደቂኣነስትዮ መቑለመታት፣ ኣብ ናይ ጥሜት፣ ጽንተት፣ ገበናት ኲናት፣ ወይ ገበናት ኣንጻር ሰብኣዊነት ዓውዲ
ነዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ፣ እቲ ትሕዝቶ ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም ጥራሕ ከም ዝርእዩዎ ክንገብር ኢና:
  • ከም ብዲጂታል ጉልባብ ጥራሕ ዝተሸፈነ ዳርጋ ዕርቃን ክበሃል ዝከኣል ወይ ድብን ዝበለ ነገርን ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት ድማ ውሽጢ ሰውነት ብዘርኢ ዋሕዋሕታ ክዳን ዝተሸፈነ ዕርቃን ዘርኢ ካብ ሓቃዊ ፎቶ ክትፈልዮ ዘጸግም/ዲጂታል ምስሊ
  • ኣብ ናይ ሰባት መንጎ ሰለፍ፣ መቐመጫ ወይ ናይ ጓል-ኣነስተይቲ ጡብ(ኣጥቧት) ትኹረት ብምግባር ዝተስኣለ ካብ ሓቃዊ ፎቶ ክትፈልዮ ዘጸግም/ዲጂታል ምስሊ
  • ቅርጺ ኣካላት ሰውነት ጥራሕ ዝረኣዩሉ ወሲባዊ ንጥፈት ወይ ምንቕቓሕ ብቕሉዕን ብዘይቅሉዕን ዘርኢ ካብ ሓቃዊ ስእሊ ንምፍላዮም ዘጸግሙ/ ዲጂታላዊ ምስሊ ከምኡድማ ናይ ጋህዲ ዓለም ጥበባዊ ስእሊ።
  • ናይ ጋህዲ-ዓለም ጥበብ፣ ማለት
    • ብጎቦጎቦ ዝግበር/ካልእ ወሲባዊ ንጥፈት ወይ ምንቕቓሕ ዘርኢ ምስሊ፣ ብዘይካ ኣብ ኩነተ-ዓውዲ ሕክማ ወይ ጥዕና ዝመቓራሕ
    • ምስ እንስሳ ዚግበር እንስሳ ብገለልትነት ወይ ብዅነኔ እንተ ተሳኢሉ እቶም ዚስእሉ ሰባት ወይ እንስሳታት ከኣ ናይ ሓቂ ኣይኰኑን።
  • ብጎቦጎቦ ወይ ብኻልእ ኣገባብ ወሲባዊ ንጥፈት ወይ ምንቕቓሕ ዘርእዩ ምዃኖም ብግልጺ ዝፍለጡ ልብወለዳዊ ስነ-ጥበባዊ ምስሊታት
  • እዞም ዝስዕቡ ዘርኢ ካብ ሓቃዊ ፎቶ ክትፈልዮ ዘጸግም/ዲጂታል ምስሊ ከምኡድማ ናይ ጋህዲ ዓለም ጥበባዊ ስእሊ፥
    • መልሓስካ ብዘርኢ ኣገባብ ዝግበር ምስዕዓምን ወሲባዊ ወይ ወሲብ ዘበራብር ሳዕስዒት ዝኣመሰሉ ዘጠቓልል ምስ ወሲብ ዝዛመድ ንጥፈት
    • ኣብ ወሲባዊ ንጥፈት ከም ዘለዉ ዘምስሉ ሰባት
    • ኣካላት ብልዕቲ፣ ግለ-ወሲብ፣ ናይ ኣፍ ወሲብ፣ ወይ ወሲባዊ ርክብ ዘጉልሁ ምልክታዊ መግለጺታት
    • ናይ ፍሉጣት ፖርኖግራፋዊ መርበባት ሓበሬታ ኣርማታት፣ ስክሪንሾታት ወይ ቪድዮ
  • ናይ ወሲባዊ ንጥፈት ድምጺ ዘለዎ ትሕዝቶ
ነዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ሰባት እቲ ትሕዝቶ ተኣፋፊ ክኸውን ከም ዝኽእል ምእንቲ ኽፈልጡ ምልክት ንጽሕፍ፡
  • እዞም ዝስዕቡ ዘርኢ ካብ ሓቃዊ ፎቶ ክትፈልዮ ዘጸግም/ ዲጂታል ምስሊ ከምኡድማ ናይ ጋህዲ ዓለም ጥበባዊ ስእሊ፥
    • ኣካላት ብልዕቲ (እንኮላይ ብዲጂታላዊ ሽፋን ወይ ብናይ ብልዕቲ ጸጉሪ ዝተሸፈነ ኣካላት ብልዕቲ)፣ ቅሉዕ መሃንቱስ፣ ኣጉሊህካ ዝተሳእለ መቐመጫ፣ ወይ ብቕሉዕ ዝረኣይ መሃንቱስ ኣብ ሕክምናዊ ወይ ኩነተ-ጥዕናዊ ዓውዲ ክመቕእራሕ እንከሎ። እዚ ንኣብነት እዞም ዝስዕቡ ከጠቓልል ይኽእል:
      • ኣብ እዋን ሕርሲን ድሕሪ ሕርሲን ዘሎ ሓጸርቲ ግዜታት
      • ናይ መንሽሮ ወይ ካልእ ሕማም ርእሰ-ምርመራ
  • ብግልጺ ዝረኣይ ናይ ጓል-ኣነስተይቲ መቑለመት ብ ሕክምናዊ ወይ ኩነተ-ጥዕናዊ ዓውዲ ክመቕእራሕ እንከሎ (እንኰላይ ናይ ጡብ ብሕክምናዊ መጥባሕቲ ምውጋድ ወይ ናይ ካንሰር ተሓካሚት በሰላታት)
ነዚ ዝስዕብ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታት ኣብ ግብሪ ንምውዓል ተወሳኺ ሓበሬታን/ወይ ትሕዝቶን የድልየና፥
  • ኣብ ገሊኡ መዳያት፡ እቲ ትሕዝቶኡ ሓሳብ ንምግላጽ ከም ዝዀነ እንተ ተወሲኑ እቲ ማሕበረሰባዊ ስሪታት ዝጥሕስ ትሕዝቶ ን18 ዓመትን ልዕሊኡን ዝዕድሚኦም ሰባት ክንፈቅድ ንኻል እኢና። ግህሰታዊ ባእታታት ናይቲ ትሕዝቶ ኣብ ልዕሊ ገለ ነገር ወይ ገለ ሰብ ንምሕጫጭ ወይ ንምንቃፍ ብመልክዕ ኣሽሙር ክቐርቡ እንከለው ጥራሕ እዩ እቲ ትሕዝቶ ክፍቀድ ዝከኣል።
ተሞክሮታት ተጠቃሚ
ገለ ኣብነታት ናይቲ ኣብ Facebook ዝርከቡ ሰባት ዝፍጽምዎ ተግባር ርአ፡ ንኣብነት፥ ኣብ Facebook ክትረኽቦ ዘይግብኣካ ነገር ሪፖርት ምግባር፡ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ከም ዝጠሓስካ ምንጋር ከምኡውን ኣብ ገሊኡ ትሕዝቶ ናይ መጠንቀቕታ ስክሪን ምርኣይ።
መዘኻኸሪ፥ ወትሩ ኢና ንመሓየሽ ዘለና፡ ስለዚ እቲ ኣብዚ ትርእይዎ ዘለኹም ነገራት ምስቲ ሕጂ ንጥቀመሉ ዘለና ክነጻጸር ከሎ ቍሩብ ግዜኡ ዝሓለፎ ክኸውን ይኽእል እዩ ።
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ሪፖርት ምግባር
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ድሕሪ ሪፖርት ዝግበር ርክባት
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ናይ ምውጋድ ተሞክሮ
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ናይ መጠንቀቕታ ስክሪን
ዳታ
እቲ ሓድሽ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታት ኣፈጻጽማ ሪፖርት ረኣይ
ትግባረ ስሪታት
ኣብ ብምልእታ ዓለም ንሕድሕድ ኣብ Facebook ዘሎ ሰብ ተመሳሳሊ ፖሊሲታት ኣለና።
ገምገምቲ ጉጅለታት
እቲ ካብ 15,000 ንላዕሊ ገምገምቲ ዘለውዎ ዓለምለኻዊ ጉጅለና ኣብ Facebook ድሕንነት ሰባት ንምሕላው ኩሉ ግዜ ይሰርሕ።
ተሳትፎ መዳርግቲ ኣካላት
ግዳማዊ ክኢላታት፡ ምሁራት፡ መንግስታዊ ዘይኮኑ ትካላት ከምኡውን ሓንጸጽቲ ፖሊሲታት ንናይ Facebook ማሕበረሰብ ስሪታት ኣብ ምግላጽ ይሕግዙ እዮም።
ብዛዕባ ዕርቃንን ጾታዊ ንጥፈታትን ናይ ዓበይቲ ሓገዝ ይርከቡ
ምስ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ዝጻረር ነገር ኣብ Facebook እንተ ርኢኹም እንታይ ክትገብሩ ከም ትኽእሉ ፍለጡ።
ማእከል ሓገዝና ተወከስ