ተወሳኺ ዕቝባ ንኣሽቱ

ዝርዝራት ናይ ፖሊሲ

መዝገብ ቀይር
ነዚ ዝስዕብ ንምእዘዝ፡
  • ናይ ትሕቲ ዕድመ ኣካውንት ንምውጋድ ዝቐረበ ሕቶታት።
  • መንግስቲ ጾታዊ ዘይኮነ ምዝመዛ ቆልዓ ዝርኢ ምስሊ ክውገድ ሓቲቱ።
  • ሕጋዊ መጕዚት ኣብልዕሊ እቶም ብዘይፍላጥ ውሩያት ዝዀኑ ንኣሽቱ ዝወርድ መጥቃዕቲ ኽውገድ ይሓትት።
ነዚ ዝስዕብ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታት ኣብ ግብሪ ንምውዓል ተወሳኺ ሓበሬታን/ወይ ትሕዝቶን የድልየና፥
ናይ ግሊ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ንምንጻር ዝተፈጥረ ትሕዝቶ ክነወግዶ ንኽእል ኢና፤ እዚ ድማ እቲ ትሕቲ ዕድመ ኣብ ድሕነት ናይቲ ትሕቲ ዕድመ ዘሎ ሰብ ሓደጋ ክኸውን ዝኽእል ብተጠቃሚ፣ ብመንግስቲ፣ ብኣኽበርቲ ሕጊ ወይ ብናይ ደገ ክኢላታት ድሕነት ህጻናት ኣብ ዝሕተተሉ እዋን እዩ።
ተሞክሮታት ተጠቃሚ
ገለ ኣብነታት ናይቲ ኣብ Facebook ዝርከቡ ሰባት ዝፍጽምዎ ተግባር ርአ፡ ንኣብነት፥ ኣብ Facebook ክትረኽቦ ዘይግብኣካ ነገር ሪፖርት ምግባር፡ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ከም ዝጠሓስካ ምንጋር ከምኡውን ኣብ ገሊኡ ትሕዝቶ ናይ መጠንቀቕታ ስክሪን ምርኣይ።
መዘኻኸሪ፥ ወትሩ ኢና ንመሓየሽ ዘለና፡ ስለዚ እቲ ኣብዚ ትርእይዎ ዘለኹም ነገራት ምስቲ ሕጂ ንጥቀመሉ ዘለና ክነጻጸር ከሎ ቍሩብ ግዜኡ ዝሓለፎ ክኸውን ይኽእል እዩ ።
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ሪፖርት ምግባር
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ድሕሪ ሪፖርት ዝግበር ርክባት
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ናይ ምውጋድ ተሞክሮ
ተሞክሮ ተጠቃሚ
ናይ መጠንቀቕታ ስክሪን
ትግባረ ስሪታት
ኣብ ብምልእታ ዓለም ንሕድሕድ ኣብ Facebook ዘሎ ሰብ ተመሳሳሊ ፖሊሲታት ኣለና።
ገምገምቲ ጉጅለታት
እቲ ካብ 15,000 ንላዕሊ ገምገምቲ ዘለውዎ ዓለምለኻዊ ጉጅለና ኣብ Facebook ድሕንነት ሰባት ንምሕላው ኩሉ ግዜ ይሰርሕ።
ተሳትፎ መዳርግቲ ኣካላት
ግዳማዊ ክኢላታት፡ ምሁራት፡ መንግስታዊ ዘይኮኑ ትካላት ከምኡውን ሓንጸጽቲ ፖሊሲታት ንናይ Facebook ማሕበረሰብ ስሪታት ኣብ ምግላጽ ይሕግዙ እዮም።
ብዛዕባ ተወሳኺ ዕቝባ ንኣሽቱ ሓገዝ ይርከቡ
ምስ ናይ ማሕበረሰብ ስሪታትና ዝጻረር ነገር ኣብ Facebook እንተ ርኢኹም እንታይ ክትገብሩ ከም ትኽእሉ ፍለጡ።
ማእከል ሓገዝና ተወከስ